Up next


2,500 ሰራዊት (ደምህት) ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም

38 Views
መዝናኛ
7
Published on 24 Sep 2019 / In Shows

2,500 ሰራዊት (ደምህት) ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም
ብመሰረት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ፃውዒት ልዕሊ 2,500 ሰራዊት ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ደምህት) ሎሚ ሶሉስ ዕጥቆም ፈቲሖም ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም።

ሎሚ ንጉሆ ካብ ኣስመራ ተበጊሶም ናብ ዘላምበሳ ይጓዓዙ ዝነበሩ ሰራዊት ዴምህት ኣብ ሰገንይቲ( ኤርትራ) ብዘጋጠሞም ሓደጋ መኪና ህይወት ኣርባዕተ ኣባላት ሰራዊት እቲ ምንቅስቓስ ሓሊፉ።
ፈለማ ዝተሓትመሉ ኣብ- https://tigrigna.voanews.com/a..../%e1%88%b0%e1%88%ab%

Show more
Facebook Comments

Up next