Up next


History - Culture - Politics

59 Views
zehabesha
2
Published on 01 Jul 2019 / In News & Politics

Redie/Alena, ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ እዚ ቻነል፡ ካብዚ ዓመት እዚ ንደሓር ንመንእሰይ ወለዶ ኤርትራ ዘመሓላልፎ መልእኽቲ ኣለኒ። ኣብ ታሪኽ ኤርትራን ህዝባን፣ ባህሊን ክብርታትናን፡ ከምኡ'ውን ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን፣ ሕጽር ዝበለ መግለጺ ኣብ ሰሙን ሓደ፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ግዜ ንከቕርብ እብገስ ኣለኹ። ብወገንኩም ከኣ: Like - Share - Subscribe - ብምግባር ምትሕብባርኩም ኣይፈለየኒ።
ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ!

Show more
Facebook Comments

Up next