Up next


Swedish News in tigrigna 20 May 2020 - ዜና ሽወደን ብትግርኛ 20 ግንቦት 2020

30 Views
መዝናኛ
7
Published on 26 Jun 2020 / In Shows

1. ቤት ጽሕፈት ምድላዉ ሓደጋ ሽወደን ቀዳምነት ምርመራ ኮሮና ንዝዋሃቦም ወገናት ብቕደም ተኸተል ወግዓዊ ጌርዎ።

2. ንኣታሓህዛ ምክልኻል ኮቪድ 19 ዝግምግም ኮምሽን እብ ምቛም ፖለቲካዊ ሰልፍታት ሽወደን ፍልልያተን ዓቢ ምዃኑ ተሓቢሩ።

#sverige #alkompis #sweden #Tigrinja

Show more
Facebook Comments

Up next