Up next


Tigray News || ዜና ሰንበት ንጉሆ 30 ግንቦት 2012

25 Views
መዝናኛ
7
Published on 07 Jun 2020 / In Shows

ቤሮ ጉዳይ ወጻኢ እንግሊዝ ዜጋታቱ ካብ ትግራይ ወፃኢ ናብ ካልኦት ቦታታት ከይንቀሳቀሱ ሓቢሩ
British foreign minister on Ethiopian current issues
Tigray News || ዜና ሰንበት ንጉሆ 30 ግንቦት 2012
dr. Debretsion Gebremicael
ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ካብ ዝሃብዎ መግለፂ ዝተወሰዱ ገለ ሓሳባት
 ኣብ መላእ ትግራይ ብልዑል ጥንቃቐ ምንቅሰቓሰ መጓዓዝያ ተፈቒዱ ኣሎ፡፡
 እንዳ መሰተ ብልዑል ጥንቃቐ ክሳብ ምሸት ሰዓት 2 ጥራሕ ኣገልግሎት ክህባ ተፈቒዱ ኣሎ፡፡
 ማእኸላት መሰልጠኒ መግነሒ ፍቓድ መካይን ክሳብ 10 ሰብ ኣብ ሓደ ክፍሊ ብምምሃር ኣገልግሎት ክህባ ተፈቒዱ ኣሎ፡፡
 ጉዳይ ሃይማኖት ከከም ውሳነ እተን ኣብያተ እምነት ክልሕልሕ ዝግበኦ ከላሕልሓ ውሳነ ሓሊፉ ኣሎ፡፡
Subscribe ብምግባር ንከታተል
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited

Copyright ©2020 #TigrayNews

Show more
Facebook Comments

Up next