Up next


ህዝባዊ ተቓዉሞ ኣብ ሱዳን ሓይሉ ቀጺሉ፡ ፎረም ጣና ባህርዳር ዉዕል ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ንህዝቢ ክግለጽ ጸዊዑ (ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ)

75 Views
zehabesha
2
Published on 01 Jul 2019 / In News & Politics

ኣብ ሱዳን ኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ ኣብ ኣፍደገ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ኣብ ካርቱም ተኣኪቦም ስልጣን ናብ ህዝቢ ክሰጋገር ጸቕጢ ይገብሩ ኣለዉ።
ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ሻሙናይ ፎረም ጣና ተኸፊቱ፡ ስምም ዕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ንክልቲኦም ህዝቢታት ብወግዒ ክግለጸሎም ሓቲቱ።
ኣብ ኡጋንዳ ገደብ ፕረሲደንታዊ ዕድመ ክእለ ስለተገብረ ዉሩይ ተጣባቕን ሙዚቀኛን ቦብ ዋይን ተቓዊሙ::

https://www.sbs.com.au/yourlan....guage/tigrinya/ti/au

Show more
Facebook Comments

Up next