Up next


ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ብሉጽ ኣጥቅዓይ ቱር ዲ ፍራንስ 10ይ መድረኽ ኮይኑ

24 Views
መዝናኛ
7
Published on 24 Sep 2019 / In Shows

ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ብሉጽ ኣጥቅዓይ ቱር ዲ ፍራንስ 10ይ መድረኽ ኮይኑ
 
ሎሚ ካብ ሰይንት ፍሎርስ ናብ ኣልቢ ኣብ ዝተኻየደ 217 ኪሎሜተር ዝሽፍን 10ይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ቱር ዲ ፍራንስ 2019:   ተቐዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ ብዘርኣዮ ብሉጽ ጸወታ መጥቃዕቲ ዕውት ሽልማት ኣንታርጋዝ መጥቃዕቲ Antargaz Combative Prize ኮይኑ ኣብ መድረኽ ተዓወቲ ቱር ዲ ፍራንስ ክድይብ በቒዑ።

ፈለማ ዝተሓትመሉ ኣብ- https://tigrigna.voanews.com/a..../%e1%8a%a4%e1%88%ad%

Show more
Facebook Comments

Up next