Up next


ወዲ ተባዕታይ ንምንታይ ይግረዝ? Funny New Tigray & Eritrean Street interview Ep 15 -Mekelle

77 Views
መዝናኛ
7
Published on 07 Jun 2020 / In Shows

መልሲ ንሕቶታት
1 ፈላማይ ኣፍሪካዊ ጀነራል ጅግናና ራስ ኣሉላ ኣባነጋ እዮም
2 መርዓ ኣብ ቃልሲ ብ1978 ከባቢ ከምዝተፈቀደ እዩ ዝሓተትናዮም ሰባት ዝሃቡና መልሲ ዝሕብሮ ብትክክል ትፈልጥዎ ተሀሊኩም ፀሓፉልና
3 ወዲ ዝገረዘሉ ምክንያት ብዙሕ እኳ እንተኮነ ካባቶም i)ናይ ሽንቲ ቱቦ ኢንፌክሽን ንክቅንስ ይሕግዝ ii)ኣብ እዋን ግብረ_ስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማት ናይ ምሓዝ ኣጋጣሚ ይቅንስ
ንኣብነት ከም HIV ዝበሉ ማለት እዩ ንዝተረፈ ከዓ https://www.medicinenet.com/ci....rcumcision_the_medic ጠዊቅኩም ኣንብብዎ
የቀንየለይ ናትኩም መልሲ ከዓ ኣብ comment ቦታ ንፅበ
©Copyright:Yata UP
እንኳዕ ናብ Yata Up ብሰላም መፃኹም።
ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን ቪድዮታት ትረኽቡ
Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ

Show more
Facebook Comments

Up next