ቀጥሎ የሚጫወተው


ቄሮ ናይ ኦሮሞ እንተኮይኑ ናይ ትግራይ ከ መን ይብሃል Funny Tigrigna Street Interview EP-14

37 ጊዜ ታይቷል
መዝናኛ
7
የተለቀቀበት ቀን 26 Jun 2020 / በ ሾው

መልሲ ንሕቶታት
1/ ካብ ሰውነት ኣካላትና ንሰባት ቶሎ ከጥቅዕ ዝክእል ኣካልና መልሓስና እዩ ካብ ኣፍና ነውፀኦ ቃል ንሰባት ቶሎ ናይ ምጉዳእ ዓቅሙ ዝላዓለ እዩ ( ናይ ባዕለይ ሪኢቶ እዩ)
2/ቄሮ ናይ ኦሮሞ እዩ ብዓላማን በኣሰራርሓን ዋላ ይፈላለ ማለት እውን መንእሰይ ትግራይ ብprinciple ዝምራሕ እዩ ከም መፀውዒ ግን Digital weyane ወይከዓ ሓየት 3ይ ወያነ ወዘተ ዝብሉ
መፀውዒታት ኣለውዎ
3/ ኪሊማንጃሮ 5,895ሜ ንውሓት ዘለዎ ናይ ኣፍሪካ ዝነውሐ እምባ እዩ ካብ ቀደሙ ንሱ እዩ እቲ ዝነውሐ
4/ ኢትዮጵያ 70kg እትምዘን ሳተላይት እያ ኣወንጪፋ ኒዩክለር ኣይኮነን
የቀንየለና ዝተጋገናዮ ተሃሊና ንምእራም ድሉዋት ኢና ሰብስክራይብ ምግባር ከይትርስዑ
©Copyright:Yata UP
እንኳዕ ናብ Yata Up ብሰላም መፃኹም።
ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን ቪድዮታት ትረኽቡ
Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ

ተጨማሪ አሳይ
ኮሜንት ፃፍ

ቀጥሎ የሚጫወተው