ቀጥሎ የሚጫወተው


Mestyat Betna | Eritrean Music 2019 Yonas Kefali ኣይንልመዶ'ባ!

32 ጊዜ ታይቷል
መዝናኛ
7
የተለቀቀበት ቀን 11 Feb 2019 / በ ሙዚቃ

ነጸብራቕ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ!
The real mirror of Eritrea!

መስትያት ቤትና ንሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ እተንጸባርቕ ናይ ፍትሒ መለኸት ኮይና፣ ህዝባዊት ማዕከን ዜና እያ። ኣብ መስትያት ቤትና ዝቐርቡ መደባት መብዛሕትኦም ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ስነጥበባውን ዛዕባታት ዝተሞርኮሱ እዮም። መስትያት ቤትና ኣብ ከተማ ኑርንበርግ ጀርመን እትርከብ ናይ ኤርትራውያን ናይ ሓበሬታ ማእከል ኮይና ኣብ ዓመተ 2014 ብዘካርያስ ክብርኣብ ዝተመስረተት ነጻ ናይ ሓበሬታ ምንጪ እያ።

ተጨማሪ አሳይ
ኮሜንት ፃፍ

ቀጥሎ የሚጫወተው