التالي


Swedish News in tigrigna 22 May 2020 - ዜና ሽወደን ብትግርኛ 22 ግንቦት 2020

29 المشاهدات
መዝናኛ
7
نشرت في 26 Jun 2020 / في الناس والمدونات

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡

1. ዓበይቲ ፕሮጀክትታ ትሕተ ቅርጺ ብሰንኪ ለበዳ ቾሮና ከይተዓናቐፉ ስርሖም ይቕጽሉ ከምዘሎዉ ተሓቢሩ።

2. ብዉግእ ዝተዳቐቐት ሃገረ የመን ለበዳ ኮሮና ተወሲኽዋ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ብምዉዳቓ ማሕበረሰብ ዓለም ሓገዙ ከበርክት ጻዉዒት ቀሪቡ።


• ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም።

• ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ።
#sverige #alkompis #sweden #Tigrinja

أظهر المزيد
تعليقات الفيسبوك

التالي