Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 08 ሚያዚያ 2020
0
0
36 ጊዜ ታይቷል
የተለቀቀበት ቀን 26 Jun 2020 / በ ሾው
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡
1. መንግስቲ ሽወደን ንምምካት ኮቪድ 19 ዝዉዕል ተወሳኺ ስልጣን ንኽህልዎ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።
2. ዉድብ ጥዕና ዓለም ሃገራት ብሰንኪ ኮቪድ 19 ኣተግቢረንኦ ዝነበረ ሕግታት ኣብ ምልዓል ክጥንቀቓ መኺሩ።
መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።
#sverige #alkompis #sweden #Tigrinja
ተጨማሪ አሳይ
ኮሜንት ፃፍ