ቀጥሎ የሚጫወተው


Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 16 መጋቢት 2020

24 ጊዜ ታይቷል
መዝናኛ
7
የተለቀቀበት ቀን 26 Jun 2020 / በ ሾው

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ኣርእስታት ዜና፡

1. መንግስቲ ንግዳዉን ናይ ስራሕ ትካላትን ንምሕጋዝ ዉጥን ከምዘሎዎ ሓቢሩ።
2. ብሰንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ሽወደን ንሕጂ ዶባታ ከምዘይተዓጹ መንግስቲ
ኣዊጁ።
መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።


#sverige #alkompis #sweden #Tigrinja

ተጨማሪ አሳይ
ኮሜንት ፃፍ

ቀጥሎ የሚጫወተው