ቀጥሎ የሚጫወተው


Swedish News in tigrigna - ዜና ሽወደን ብትግርኛ 17 ሚያዚያ 2020

36 ጊዜ ታይቷል
መዝናኛ
7
የተለቀቀበት ቀን 26 Jun 2020 / በ ሾው

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡

1. ሽወደን ንዝጸንሐ ግዚያዊ እገዳ መገሻ ካብን ናብን ክናዋሕ ከምዝወሰነት ተፈሊጡ።
2. ኣብ ምዕዋት ዉሕደት ከምቲ ዝድለ ከዘይተገብረ ለበዳ ኮቪድ 19 ዓቢ ትምህርቲ ከምዝሃበ ተገሊጹ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።
#sverige #alkompis #sweden #Tigrinja

ተጨማሪ አሳይ
ኮሜንት ፃፍ

ቀጥሎ የሚጫወተው