Tigray News || ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ንመኽተ ቫይረስ ኮሮና ኣመልኪቶም ዝሃብዎ መግለፂ
0
0
36 المشاهدات
نشرت في 07 Jun 2020 / في الناس والمدونات
dr. Debretsion Gebremicael
ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ካብ ዝሃብዎ መግለፂ ዝተወሰዱ ገለ ሓሳባት
ኣብ መላእ ትግራይ ብልዑል ጥንቃቐ ምንቅሰቓሰ መጓዓዝያ ተፈቒዱ ኣሎ፡፡
እንዳ መሰተ ብልዑል ጥንቃቐ ክሳብ ምሸት ሰዓት 2 ጥራሕ ኣገልግሎት ክህባ ተፈቒዱ ኣሎ፡፡
ማእኸላት መሰልጠኒ መግነሒ ፍቓድ መካይን ክሳብ 10 ሰብ ኣብ ሓደ ክፍሊ ብምምሃር ኣገልግሎት ክህባ ተፈቒዱ ኣሎ፡፡
ጉዳይ ሃይማኖት ከከም ውሳነ እተን ኣብያተ እምነት ክልሕልሕ ዝግበኦ ከላሕልሓ ውሳነ ሓሊፉ ኣሎ፡፡
Subscribe ብምግባር ንከታተል
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2020 #TigrayNews
أظهر المزيد
تعليقات الفيسبوك