ቀጥሎ የሚጫወተው


ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ምስ ታንዛንያ ዘካየደቶ ግጥም 1ብ 0 ተዓዊታ

41 ጊዜ ታይቷል
መዝናኛ
7
የተለቀቀበት ቀን 24 Sep 2019 / በ ሾው

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ምስ ታንዛንያ ዘካየደቶ ግጥም 1ብ 0 ተዓዊታ
ሃገራዊት ጋንታ ኩ/እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 20 ዓመት ምስ መዘንኣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ታንዛንያ ትማሊ ሰንበት 31 መጋቢት ኣብ ስታዲዮም ኣስመራ ኣብ ዝገበረቶ ምሕዝነታዊ ግጥም ፡ተጻዋታይ ስምኦን ኣስመላሽ ድሕሪ ዕረፍቲ ብዘቑጸራ ሸቶ 1ብ 0 ተዓዊታ።
ፈለማ ዝተሓትመሉ ኣብ- https://tigrigna.voanews.com/a..../%e1%88%83%e1%8c%88%

ተጨማሪ አሳይ
ኮሜንት ፃፍ

ቀጥሎ የሚጫወተው