ሓደ መዓልቲ ኣብ ህይወት ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኢትዮጵያ
0
0
43 ጊዜ ታይቷል
የተለቀቀበት ቀን 24 Sep 2019 / በ ሾው
ሓደ መዓልቲ ኣብ ህይወት ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኢትዮጵያ
ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ሎሚ 13 ሰነ (20 ሰነ) ኣብ መላእ ዓለም ይዝከር ኣሎ::
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ዝመሃር ኤርትራዊ ስደተኛ በራኺ ወልዳይ ብዛዕባ ናይ ስደት ህይወቱ ብፍላይ ናይ ዩኒቨርሲቲ ህይወቱ ከምዚ ክብል ይገልጽ።
ፈለማ ዝተሓትመሉ ኣብ- https://tigrigna.voanews.com/a..../%e1%88%93%e1%8b%b0-
ተጨማሪ አሳይ
ኮሜንት ፃፍ