መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ስምምዕ ሰላም ተፈራሪሞም
0
0
38 المشاهدات
نشرت في 24 Sep 2019 / في الناس والمدونات
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ መንጎ ክልቲኣን ሃገራት ንዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝጸንሓ ኹናት ብምዝዛም ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ጅዳ ስዑዲ ዓረብ ስምምዕ ሰላም ተፈራሪሞም።
ፈለማ ዝተሓትመሉ ኣብ- https://tigrigna.voanews.com/a..../%e1%88%98%e1%88%ab%
أظهر المزيد
تعليقات الفيسبوك