ቀጥሎ የሚጫወተው


ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስትያን ሎሚ ዲያ ተበዲላ ብ ዲ/ን መልአከ(አከ)

68 ጊዜ ታይቷል
Ethio News
6
የተለቀቀበት ቀን 14 Jul 2019 / በ ሃይማኖታዊ

ነዚ ጽሑፍ ዘዳለወልና ሓውና ዲያቆን መልአከ(አከ) ኢዩ፡ እዚ ድማ ኩልና አብ ሓይማኖትናን ሐድነትናን ክንጸንዕ ነቲ አብ ዝተፈላለየ ግዜ ዝልዓሉ ማዕበላት ፈተና ተፈቲና ካብ ሐይማኖት ከይንዝንብልን ከምኡ ውን ናይ ቤተክርስትያን ፈተና አሰላችዩና ከይንሕለልንሲ ንክርስቶስ ክንጥምት እትገብረና ሓጻር መልእኽቲ ኢያ እሞ ሰሚዕናያ ንፍረ ይግበረልና፡ ሰናይ ምክትታል

ተጨማሪ አሳይ
ኮሜንት ፃፍ

ቀጥሎ የሚጫወተው