ቀጥሎ የሚጫወተው


ኢትዮጵያ ኣብ ዓለምለኸ ኤክስፖ አታዊ ፍርያት ቻይና ክትሳተፍ’ያ

40 ጊዜ ታይቷል
መዝናኛ
7
የተለቀቀበት ቀን 24 Sep 2019 / በ ሾው

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለምለኸ ኤክስፖ አታዊ ፍርያት ቻይና ክትሳተፍ’ያ

ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሕዳር ኣብ ቻይና ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝካየድ ዓለምለኸ ኤክስፖ አታዊ ፍርያት ከምትሳተፍን፡ እዚ ድማ ትኹረት ነጋዶን ኣወፈርቲን ኣብ ምስሓብ ዓብይ ኣበርኽቶ ከምዝህልዎ ይግለጽ ኣሎ።

ኣብቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ዝካየድ ዓለምለኸ ኤክስፖ አታዊ ፍርያት፡ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ከም ቡን ዝኣመሰሉ ፍርያት ሕርሻ ከምዝቐርብ ተፈሊጡ’ሎ።

ፈለማ ዝተሓትመሉ ኣብ- https://tigrigna.voanews.com/a..../%e1%8a%a2%e1%89%b5%

ተጨማሪ አሳይ
ኮሜንት ፃፍ

ቀጥሎ የሚጫወተው