التالي


ታዓል ያ ሰበብ! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia

34 المشاهدات
መዝናኛ
7
نشرت في 07 Jun 2020 / في الناس والمدونات

መርሓባታት ተኸታተልቲ ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ኣብቲ ረዚን መዓልቲ ሰማእታትና፡ ዕለት 20 ሰነ 2020፡ ትሕዝቶና ብፈነወ ሳትላይት ናብ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ኣብ ወጻኢን ንምትሕልላፍ ንዳሎ ኣለና። እዚ ተለቪዥን'ዚ ንብረት ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ንኩሉ ቋንቋታት ኤርትራ ማዕጾና ክፉት ኢዩ። ተኸታተሉና! ርእይቶኹም ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ፍትሒ ኣብ ምምጻእን ንዝዓነወት ሃገርና ኣብ ምህናጽን ዝከኣለና ከነበርክት ኢና። ኣብኡ ንምብጻሕ፡ ወፈያኹም ንሓትት ኣለና። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org, Follow us on social media: facebook.com/rediealena, Instagram, Twitter, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: [email protected] . Please don't forget to Share, Subscribe & like our channel.
All the Best,

أظهر المزيد
تعليقات الفيسبوك

التالي